ኣርጀንቲና ን እንግሊዝ ብዘደንቕ ጸወታ 2ብ1 ስዒራታ ፣ ሊዮነል መሲ ድማ በቲ ንተዓዘብቲ ዘገረመ ጥበብ ኣጸዋውታኡ ነታ ጋንታ ናብ ፍጻመ ኣብቂዕዋ። እዚ ጽሟቕ ጸብጻብ መበል 35 መዓልቲ ውድድር ዋንጫ ዓለም ፊፋ 2026 እዩ ።

Podden och tillhörande omslagsbild på den här sidan tillhör SBS. Innehållet i podden är skapat av SBS och inte av, eller tillsammans med, Poddtoppen.