ድሕሪ ናይ 104 ግጥማት ን ሓደ ወርሒ ዘይርሳዕ ጸወታ ኩዕሶ እግሪ ፡ ስጳኛ ንኣርጀንቲና 1ብ0 ብምስዓር ነቲ ዝዓበየ ሽልማት ኩዕሶ እግሪ ንዋንጫ ዓለም 2026 ክትወስድ ክኢላ ኣላ ። እዚ ጽሟቕ ናይ መወዳእታ ዋንጫ ዓለም ጸብጻብ እዩ ።

Podden och tillhörande omslagsbild på den här sidan tillhör SBS. Innehållet i podden är skapat av SBS och inte av, eller tillsammans med, Poddtoppen.