SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
Avsnitt

ኤርትራ ንፖሊሲታት ‘ውድብ ብልጽግና’ ብምኹናን ንዞባዊ ምርግጋእ ኣብ ሓደጋ ዘእቱ እዩ ክትብል ኣጠንቂቓ። (ጸብጻብ)

Dela

ኤርትራ ንፖሊሲታት ‘ውድብ ብልጽግና’ ብምኹናን ንዞባዊ ምርግጋእ ኣብ ሓደጋ ዘእቱ እዩ ክትብል ኣጠንቂቓ። ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ክካየድ ጀሚሩ; ወከልቲ ትግራይ ኣብቲ 'ኣብ ዓለም ተራእዩ ዘይፈልጥ' ዝተባህለሉ ዘተ ከይተሳተፉ ተሪፎም። ሓንቲ ኮሚሽነር እቲ ሃገራዊ ዘተ ድማ ብፍቓዳ ሓላፍነት ክትለቅቕ ከላ ፤ ውድብ ኢሕአፓን ትካል ሲቪል ማሕበረሰብ 'ፅላልን' ብወገኖም ኣብ መፈለምታ መዓልቲ እቲ ሃገራዊ ዘተ ተቓውሞ ኣስሚዖም ኣለዉ። ሓላፊት ጉዳያት ወጻኢን ፖሊሲ ጸጥታን ሕብረት ኣውሮጳ ኣብ ኢትዮጵያ ምብጻሕ ተካይድ ኣላ። ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኤርቪን ማሲንጋ ኣብ መቐለ ዑደት ኣሳሊጡ። ኣብ ኤርትራ ውጽኢት ሃገራዊ መልቀቒ ፈተና ካልኣይ ደረጃ ተነጊሩ።

Podden och tillhörande omslagsbild på den här sidan tillhör SBS. Innehållet i podden är skapat av SBS och inte av, eller tillsammans med, Poddtoppen.