SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
Avsnitt

እስራኤል ኣንጻር ኢራንን ሊባኖስን ትገብሮ መጥቃዕቲ ብዝለዓለ ሓይሊ ከምትቕጽሎ ኣፍሊጣ...(ሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ 04 መግቢት 2026)

Dela

*** እስራኤል ኣንጻር ኢራንን ሊባኖስን ትገብሮ መጥቃዕቲ ብዝለዓለ ሓይሊ ከምትቕጽሎ ኣፍሊጣ... *** ብሰንኪ ቅልውላው ኢራን ፡ ኣውስትራሊያዊያን ዋጋ ነዳዲ ክውስኽ’ዩ ካብ ዝብል ስግኣት ኣብ ጉያ ዕድጊ ነዳዲ ከይሽመሙ መጠንቀቕታ ተዋሂብዎም.... *** ጋንታ ደቂ’ንስትዮ ኩዕሶ እግሪ ኢራን ኣንጻር ማቲልዳ ክትገጥም ኣብ ትዳለወሉ ዘላ፡ ተጻዋቲት ኣውስትራሊያ ንትብዓት ጋንታ ኢራን ሞጒሳ።

Podden och tillhörande omslagsbild på den här sidan tillhör SBS. Innehållet i podden är skapat av SBS och inte av, eller tillsammans med, Poddtoppen.