ጃስቲንን ደቀ መዛሙርቱን ብምኽንያት እምነቶም ተኣስሩ። እቲ ምስለኔ ብሞት ምስ ኣፈራርሆም፡ ጃስቲን ድማ ከምዚ በለ፡ "ምእንቲ ጐይታና የሱስ ክርስቶስ እንተ ተቐጺዕና፡ ኽንድሕን ተስፋ ኣሎና።" በሎም። ካብቲ ዝነበርዎ ቦታ ድማ ተወስዱ፡ ርእሶም ድማ ተሰየፉ። Rss Apple Podcaster →