Mahta Podcast

Mahta Podcast

Dela

ሰላም እንቃዕ ብደሓን መጻኩም ናብዚ መደብ፣ እምበኣርከስ ኣብዚ መደብ ብዛዕባ ዝተፈላለየ ኣርእስቲ ንሕብረተ ሰብና ወይ ውን ናዓና ንመንእሰያት መዛረቢ ክኾኑ ይኽእሉ እዮም ዝባልናዮም ከም በዓል ባህሊ፣ ካብ ባህሊ ዘጋጥሞ ብድሆታት፣ ናይ ትምህርቲ ምዕባለ ከመይ ይመስል ምስ ዓለም ከተረኣእዮ ኮለኻ፣ ቴክኖሎጂ ኣብ ሃበሻ፣ ታሪኽና ከምኡ ውን መንነትና እንታይ እዩ፣ ኮታስ ብሓፈሻ ዝተፈላለየ ኣርእስቲ ሒዝናልኩም ክንቀርብ ኢና። እዚ መደብ እዚ ኣብ ዩቱዩብ ውን ክትረክብዎ ትክእሉ ኢኩም ብ "mahta podcast" ዝብል ስም። ኣብ መወዳእታ ሓሳባትኩም ካብ ...

Visa mer

ሰላም እንቃዕ ብደሓን መጻኩም ናብዚ መደብ፣ እምበኣርከስ ኣብዚ መደብ ብዛዕባ ዝተፈላለየ ኣርእስቲ ንሕብረተ ሰብና ወይ ውን ናዓና ንመንእሰያት መዛረቢ ክኾኑ ይኽእሉ እዮም ዝባልናዮም ከም በዓል ባህሊ፣ ካብ ባህሊ ዘጋጥሞ ብድሆታት፣ ናይ ትምህርቲ ምዕባለ ከመይ ይመስል ምስ ዓለም ከተረኣእዮ ኮለኻ፣ ቴክኖሎጂ ኣብ ሃበሻ፣ ታሪኽና ከምኡ ውን መንነትና እንታይ እዩ፣ ኮታስ ብሓፈሻ ዝተፈላለየ ኣርእስቲ ሒዝናልኩም ክንቀርብ ኢና። እዚ መደብ እዚ ኣብ ዩቱዩብ ውን ክትረክብዎ ትክእሉ ኢኩም ብ "mahta podcast" ዝብል ስም። ኣብ መወዳእታ ሓሳባትኩም ካብ ምክፋል ኣይትቆጦቡ ከምኡ ውን ሰናይ ናይ ምክትታል መደብ።
......................................................................................................................................................................................
This podcast is mainly focused on habesha communities culture, education, technology and more. We talk about different topics within the community like culture barriers, new developments in science and technology, history and more.

Podden och tillhörande omslagsbild på den här sidan tillhör Mahta Podcast. Innehållet i podden är skapat av Mahta Podcast och inte av, eller tillsammans med, Poddtoppen.